Eritrean opposition are saying that 'Isaias Afewerki is dead' and in fact they are celebrating it. The rumor about his death is not mentioned by any credible source and is not confirmed. It is to be recalled that Eritrea quashed the rumor that he was sick. Many times, the Eritrean opposition groups compromised their credibility on many issues by issuing unverified information which later turned out to be false. This time do you think they are talking true or not? I head that there were rumors that Isaias Afewerki was sick. But the rumor that he is dead is spreading like wildfire. What do you think guys?
P.S. (I include the content below here)
Eritrea friends directed me to assenna.com which is the only website posting that President Isaias is dead. Possibly, it is also the least reliable source. here is what is posted there (sorry I can't translate it).
assenna.com – 23/04/202012፡ ካብ ኤርትራ ዝረኸብናዮ ዘይተረጋገጸ ዜና መራሒ ስርዓት ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ሓዲሩዎ ብዝጸንሐ ከቢድ ሕማም ዓሪፉ ከምዘሎ ሓቢሩ።
ካብ ዝሓለፈ ቀረባ ዓመታት ኣትሒዙ ብሕማም ጸላም ከብዲ (Liver) ክሳቐ ዝጸንሐ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብዚ ዚሓለፈ ክልተ ሰሙን፡ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ማእከላይ ምብራቕ ንሕክምና ብጻዕቂ ኳ እንተተመላለሰ፡ ትማሊ ቐዳም 21 ሚያዝያ ብሄሊኮፕተር ብህጹጽ ንሕክምና ናብ ዱባይ ድሕሪ ምኻዱ ከምዝዓረፈ እቲ ሓበሬታ የመልክት።
ኢሳይያስ ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ ተኣፋፊ ኩነታት ጥዕና ኣብ ዝወደቐሉ ግዜ፡ ንብሪገደር ጀነራል ተኽለ ማንጁስ፡ ካብ ሕክምና ክሳብ ዝምለስ ከም መተካእትኡ ኳ እንተመዘዞ፡ ኣዘዝቲ ሰራዊት ኤርትራ ን24 ሰዓታት ነቲ ቅልውላው ብኸመይ ክፈትሑዎ ከምዝኽእሉ ድሕሪ ዘካየዱዎ ዕጹው ክትዕ፡ ንብሪገደር ጀነራል ተኽለ ማንጁስ ብምንጻግ ንጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ከም ግዝያዊ ኣዛዚኦም ከምዝመረጹዎ እቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ ኩነታት፡ ካድራትን ተጋደልትን ህዝባዊ ግንባር ነበር፡ እዚ ተረኺቡ ዘሎ ዕድል፡ ኣብ ምዓላ መሰረታዊ ለውጢ ክውዕል ከምዘለዎ፡ ንይምሰል ዝግበር ናይ ምትላል ለውጢ ቅቡል ከምዘይኮነ፡ ነቶም ጀነራላት ጸቕጢ ይገብሩሎም ከምዘለዉ ይንገር።
ክቡራት ተኸታተልትን ኣንበብትን ኣሰና፡ ነዚ ዘይተረጋገጸ ዜና’ዚ ናብ ህዝቢ ኤርትራን ዓለምን ክንዝርግሖ ዝተገደድናሉ ምኽንያት፡ ምዕባጥ ናይዚ ኣብ ፖለቲካዊ መጻኢ ኤርትራ ዓቢ ኣገዳስነት ዘለዎ ፍጻሜ፡ ክሳራ እምበር መኽሰብ ከምዘይብሉ ብምግንዛብ፡ እቲ ኣብ ቅልውላው ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ፡ ነዚ ዕድል’ዚ መስትርሆት ፍትሕን ሰላምን፡ ዘተኣማምን ኣውንታዊ ዲሞክራስያዊ ለውጥን ንምርግጋጽ ክጥቀመሉ ካብ ዘለና ቅኑዕ ሃገራዊ ድሌት፡ ሓላፍነት ምውሳድ ኣድላዪ ኮይኑ ስለዝተሰምዓና እዩ።
እዛ ብኸቢድ መስዋእቲ ዝተረኽበት፡ ብሰሪ ውልቀምልካዊ ማሕደራ ህግደፍ ናጽነታ ክባኽን ዝጸንሐ ሃገር፡ ወርቃዊ ዕድላ ክምለስ፡ ጻማ ህዝባ ክትከውን እንተኾይና፡ መላእ ህዝቢ ኤርትራ ጸገማ ኣብ ምፍታሕ ተሳታፊ ክኸውን ኣለዎ። እዋናዊ ሓበሬታ እንተዘይረኺቡ ኸኣ፡ እጃሙ ምልዓል ከጸግሞ ምዃኑ፡ ንኻልኣይ ሳልሳይ በደል ‘ውን ክቃላዕ ከምዝኽእል ዘማትእ ኣይኮነን።
ጽኑዕ ሕማም ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ቅድሚ ክልተ ሰሙን ኳ እንተበጽሓና፡ ንምርግጋጹ እናጽዓርና ብጥንቃቐ ክንከታተሎ ቐኒና። ናብ ምርግጋጽ ናይቲ ኩነታት ኣድሂብናሉ ኣብ ዝጸናሕናሉ ግዜ ግን፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ጸላም ከሎ፡ ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራ ብምስጢር ንምቍጽጻር፡ ብስርዓት ህግደፍ ብታሕቲ ታሕቲ ጽዑቕ ንጥፈታት ክካየድ ጸኒሑ ኣሎ። ህዝቢ ኤርትራ፡ ብቐጥታ ዝምልከቱዎ ጉዳያቱ ኣብ እዋኖም ካብ ዘይምፍላጥ፡ ኣብ መጻኢኡ ክጻወቶ ዝግባእ እጃም ክቦኽሮ ስለዘይብሉ ድማ ኢና፡ ነዚ ኣገዳሲ ህሉው ኩነታት ንእምተሉ ዘለና። ኣብ ውሽጥን ወጻእን ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ፡ ነቲ ጉዳይ ብጥብቂ ክከታተሎ፡ ከጻርዮ፡ እቲ ስርዓት ንሃልዋት ኢሳይያስ ኮነ ነቲ ብምስጢር ዝኸይድ ዘሎ መስርሕ፡ ግልጽና ብዝመልኦ ኣገባብን ጭብጥን ክሕብሮ ጸቕጢ ክገብረሉ ይግባእ።
ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ ተኣፋፊ እዋን፡ ኩነታት ሞት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብዘየማትእ መንገዲ ንምርግጋጹ ጻዕርና ክንቅጽል፡ በብእዋኑ ምዕባሌታቱ ከነስዕበልኩም ምዃና ንሕብር።
ኩነታት ኢሳይያስ ውዒሉ ሓዲሩ ካብ ህዝቢ ኤርትራ ክሕባእ ዘይክእል ኳ እንተኾነ፡ እታ ትማሊ ሰንበት 22 ሚያዝያ፡ ኣብ ታሪኻ ንመጀምርያ ግዜ፡ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣውጺኣ፡ ኢሳይያስ ምስ ምሉእ ጥዕናኡ ከምዘሎ ብንባብ ጥራይ ዝሓበረት ቲቪ-ኤረ፡ መግለጺኣ ሓቂ እንተኾይኑ፡ ብናይ ኣርካይቭ ስእሊ ዘይኮነ፡ ንኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብኣካሉ እዋናዊ ቃለመጠየቕ እናገበረ፡ ኣብ ቴለቭዥን ኣቕሪባ ህላዊኡ ንህዝቢ ኤርትራ ከተረጋግጸሉ ግዴታ ከምዘለዋ በዚ ኣጋጣሚ ነዘኻኽር።
http://assenna.com/breaking-news-%E1%8A ... %E1%8C%8B/
VOA NEWS
Eritrean Government Dismisses Reports that President is Ill
Posted Monday, April 23rd, 2012 at 12:10 pm
The government of Eritrea is denying opposition reports that President Isaias Afewerki is seriously ill.
In an interview with VOA on Monday, Eritrean Information Minister Ali Abdu said the president is “healthier than ever.”
One media report claimed President Afewerki was in Kuwait for medical treatment.
The government spokesman said the Eritrean leader toured three zones in his country over the weekend to check on development projects.
Abdu said he personally met with Mr. Afewerki late Sunday.
The government issued a statement Monday calling the claims “fantasies” put forth by the, quote, “demonizing campaigns” of rivals.
President Afewerki has ruled Eritrea since 1993.
Under his leadership, rights group charge Eritrea has silenced critics and crushed the independent media.
Neighboring Ethiopia has also accused Eritrea of supporting al-Shabab extremists in Somalia.
Mr. Afewerki has denied the accusations and said accusations that he runs a pariah state show a bias against his country.
http://blogs.voanews.com/breaking-news/ ... nt-is-ill/



