|

Fed_Up wrote:Wushaw talking to himself. Wey meqebater, dembazam!! Hehehehehe. This rat has no clue from get to go.
Mr laughing rat, as I told you are all mine....stay ready.
Awash wrote:ጀነራል ስብ ሓ ት መንበረ ስልጣን ህግደፍ ንሽድሽተ ወርሒ ክመርሕ ከም ዝኾነ ይግለጽ ኣሎ። ብባርኾት ኢሰያስ ክሳብ ካብ ሕክምና ዝምለስ መተካእትኡ ክኸውን ኣብ መንበሩ ዝተሸመ ብ/ር ጀነራል ማጅስ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዩ’ሎ ኣስመራ ብዘይካ እቲ ብሰራዊትን ከብድቲ ብረታትን ተኸቢባትሉ ዘላ ወቕቲ ክልቲኦም የማነ ናይ ገዛ ሑዩራት ብምግባር ኣብ ትሕይቲ ቀይዲ ክኣትዉ ከለው ሓጎስ ክሻ ውን ካይንቀሳቀስ ተኣዚዝዎ’ሎ።ኣብ ግዜ ኢሰያስ ተነጽሎ ዝነበሮም ምስቶም ካብ ኢሰያስ ሓለፋታት ዝነበሮም ሰበስልጣን ኩሉ ገጊዝኡ ኣለዎ ኣብዝባሃሉሉ ደረጃን ኩነታትን በጺሑ ምህላውን ሕነታት ምፍዳይ ድሮ ብግብሪ ዝራኣየሉ ደረጃ ከምዘሎን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ይእንፍት።
Registered users: Bing [Bot], Google [Bot], Google Adsense [Bot], Google Feedfetcher, Harboy II, mee, molover, TurnitinBot [Bot], YEBANDAMERZE, Zack, Zmeselo